Meskerem Discussion Forum
A Message Board, Guestbook, or Poll hosted for your website.
BAYTO MESKEREM-I

Meskerem > Forums > ባይቶ መስከረም > ጋንታና ካብ ሓይሊ 372( ብግርማይ/ሽወደን
 
Username:
Password:
 

Thread Tools Search This Thread 
Reply
 
Author Comment
 
Hager
Registered: 01/22/06
Posts: 929

    06/03/06 at 04:41 PM
Reply with quote#1

 

 

ጋንታና ካብ ሓይሊ 372

 

 

ቅድሚኹሉ ሰራዊት ሓርነት ኤሪትራ ኣብ ነንሕድሕዱ ከወዳድሮ ዘይምዃነይ ክሕብር ደስ እብለኒ። ካብኡ ናብኡ ድማ ሰለስቲዬን ጋንታት ሓይሊ 372 ይኹን ጸኒሓ ቦጦሎኒ 107 ካብ ካልኦት ሓይልታት ሰራዊት ሓርነት ፍልይ ዝበለ ፍጻሜ ኣሊዋ ብማለት ከብርህ ኢለ ከምዘይኮንኩ አተምብህ። ብዝተረፈ ዝነበርኩዋ ጋንታና ኣብዝኾነ ህሞት ልክዕ ከም ሓንቲ ልልየቲ ስድራቤት ፍቁራትን ጡሙራት ስለዝነብርናን ክናፈቅ ባህሪያዊ ስለዝኾነን ከምኡ እውን ኣብዚ ዘለናሉ እዋን ህዝብና ተፈላሊዩን ተናዓዒቁን ክኸይድ ብምርኣየይ ንምዝካር ዝኣክል በቲ ድኹም ዓቕመይ እንከይተገበዝጉ እጽሕፍ።

 

 

ኣስማትና እምዝግቦ እነኹ ስለዝኾነ ታሪኽና

ተጋ/ት ኣለም ምሕጹን

ተጋ/ት ገርጊሽ

ተጋ. ዑስማን (ኣቡዓፋን

ተጋ.ወልደርፋኤል(ወዲቀሺ

ተጋ. ተስፋይ ስብሓት

ተጋ. ተወልደ (ስውእ

ተጋ. ሱለማን ድኒ

ተጋ. ፍረ በይን

ተጋ. ተኽለሓንስ (ስውእ

ተጋ. በሽር

ተጋ. በኺት

ተጋ. መንግስትኣብ (ስውእ

ተጋ. ወረደ(ስውእ መተራይ

ተጋ. ገብሪሂወት (ታኸታ

ተጋ. ገብረወልዲ (ዊናይ

ተጋ. ኣቦይ ተወልደ

ተጋ. ኢብራሂም

ተጋ. ሽኮራይ ባህታ(ስውእ

ተጋ. ሕድሪዬስ (ስውእ

ተጋ.ገረህላሰ(ወዲበሪ ስውእ

ተጋ. ምስግና ካሕሳይ

ተጋ. ዓብደልዋስዕ

ተጋ. ኪዳነ (ዕኮት

ተጋ. ወዲ ዕንቋይ

ተጋ. ሓይልኣብ

ተጋ. ማሓሪ

ታጋ. ሞንሱር

ተጋ.ዮሴፍ ገ/ማሪያም.ሓኪም

ተጋ. ገረንስኤ (ወልዕ

ተጋ. ገረንስኤ (ደባባ

ተጋ. ሓጂ

ተጋ. ማሓሪ መኮነን

ተጋ. ኣሰፋው (ስውእ

ተጋ.ወዳኘው (ስውእ ሓኪም

ተጋ. ጸሃዬ

ተጋ. ጎኒጨ

ተጋ. ዑ/ሚካኤል ተ/ጺዮን

ተጋ. ግርማይ በርሀ

ተጋ. መሓመድ ኬር(ስውእ

ተጋ. ኪዳነ (ድሓር ምልሺያ

ተጋ. የማነ ነጋሲ(በሽካቲብ

ተጋ. ጎይትኦም በሪህ

ተጋ.ተኽለሃይማት (ናብሎ

ተጋ. ገብረሃንስ

ተጋ. ሃይለ

ተጋ. ወዲዓሊ(ፊናንስ ነበር

ተጋ. ኣማኒኤል(ወደ ደብሩ

ተጋ.ሃ/ማሪያም(ወዲሚኪኤል

ተጋ. ኣፈወርቂ (ስውእ

ተጋ. ቑዱስ (ስውእ

ተጋ. ዘርኣይ (ስውእ

ተጋ. ሰሎሙን (ስው ሓኪም

ተጋ. ክብሮም (ስውእ

ተጋ. ተወልደ (ቋሓይን

ተጋ. ታደሰ ካሳ

ተጋ. ተኪኤ (ወዲ ብላታ

ተጋ. ከተማ (ስውእ

ተጋ. ተስፋሁነይ

ተጋ. ገደለ (ፖሊስ ነበር

ተጋ. ንጉሰ ቀሺ

ተጋ. ማሕሙድ (ስውእ

ተጋ. ጸጋይ በርሀ(ፊናንስ

ተጋ. ክብሮም(ዓደኮሎም

ተጋ. እርጋው (ሸቓ

ተጋ. ኣለም(ስውእ ብ.75ነበር

 

 

 

 

__________________

 


__________________
signature
antidictator
Registered: 05/13/06
Posts: 78

    06/03/06 at 05:14 PM
Reply with quote#2

 

ናይ ጀብሃ ድዮም? እንታይ ደኣ ደቂ ቐሽን ሸቃን ጥራሕ? እኒ መሓመድ ኣበይ ከይዶም? ለካ ወረን ኣብ ሶዳንን'ያ ኔራ'ዛ ኹላ እድሪስን ኣቡ ሸነብን?

 

ከምዚ ሓቅታት የድልየና እዩ።

 

Hager
Registered: 01/22/06
Posts: 929

    06/07/06 at 02:52 PM
Reply with quote#3

Quote:
Originally Posted by Hager

 

 

ጋንታና ካብ ሓይሊ 372

 

 

ቅድሚኹሉ ሰራዊት ሓርነት ኤሪትራ ኣብ ነንሕድሕዱ ከወዳድሮ ዘይምዃነይ ክሕብር ደስ እብለኒ። ካብኡ ናብኡ ድማ ሰለስቲዬን ጋንታት ሓይሊ 372 ይኹን ጸኒሓ ቦጦሎኒ 107 ካብ ካልኦት ሓይልታት ሰራዊት ሓርነት ፍልይ ዝበለ ፍጻሜ ኣሊዋ ብማለት ከብርህ ኢለ ከምዘይኮንኩ አተምብህ። ብዝተረፈ ዝነበርኩዋ ጋንታና ኣብዝኾነ ህሞት ልክዕ ከም ሓንቲ ልልየቲ ስድራቤት ፍቁራትን ጡሙራት ስለዝነብርናን ክናፈቅ ባህሪያዊ ስለዝኾነን ከምኡ እውን ኣብዚ ዘለናሉ እዋን ህዝብና ተፈላሊዩን ተናዓዒቁን ክኸይድ ብምርኣየይ ንምዝካር ዝኣክል በቲ ድኹም ዓቕመይ እንከይተገበዝጉ እጽሕፍ።

 

 

ኣስማትና እምዝግቦ እነኹ ስለዝኾነ ታሪኽና

ተጋ/ት ኣለም ምሕጹን

ተጋ/ት ገርጊሽ

ተጋ. ዑስማን (ኣቡዓፋን

ተጋ.ወልደርፋኤል(ወዲቀሺ

ተጋ. ተስፋይ ስብሓት

ተጋ. ተወልደ (ስውእ

ተጋ. ሱለማን ድኒ

ተጋ. ፍረ በይን

ተጋ. ተኽለሓንስ (ስውእ

ተጋ. በሽር

ተጋ. በኺት

ተጋ. መንግስትኣብ (ስውእ

ተጋ. ወረደ(ስውእ መተራይ

ተጋ. ገብሪሂወት (ታኸታ

ተጋ. ገብረወልዲ (ዊናይ

ተጋ. ኣቦይ ተወልደ

ተጋ. ኢብራሂም

ተጋ. ሽኮራይ ባህታ(ስውእ

ተጋ. ሕድሪዬስ (ስውእ

ተጋ.ገረህላሰ(ወዲበሪ ስውእ

ተጋ. ምስግና ካሕሳይ

ተጋ. ዓብደልዋስዕ

ተጋ. ኪዳነ (ዕኮት

ተጋ. ወዲ ዕንቋይ

ተጋ. ሓይልኣብ

ተጋ. ማሓሪ

ታጋ. ሞንሱር

ተጋ.ዮሴፍ ገ/ማሪያም.ሓኪም

ተጋ. ገረንስኤ (ወልዕ

ተጋ. ገረንስኤ (ደባባ

ተጋ. ሓጂ

ተጋ. ማሓሪ መኮነን

ተጋ. ኣሰፋው (ስውእ

ተጋ.ወዳኘው (ስውእ ሓኪም

ተጋ. ጸሃዬ

ተጋ. ጎኒጨ

ተጋ. ዑ/ሚካኤል ተ/ጺዮን

ተጋ. ግርማይ በርሀ

ተጋ. መሓመድ ኬር(ስውእ

ተጋ. ኪዳነ (ድሓር ምልሺያ

ተጋ. የማነ ነጋሲ(በሽካቲብ

ተጋ. ጎይትኦም በሪህ

ተጋ.ተኽለሃይማት (ናብሎ

ተጋ. ገብረሃንስ

ተጋ. ሃይለ

ተጋ. ወዲዓሊ(ፊናንስ ነበር

ተጋ. ኣማኒኤል(ወደ ደብሩ

ተጋ.ሃ/ማሪያም(ወዲሚኪኤል

ተጋ. ኣፈወርቂ (ስውእ

ተጋ. ቑዱስ (ስውእ

ተጋ. ዘርኣይ (ስውእ

ተጋ. ሰሎሙን (ስው ሓኪም

ተጋ. ክብሮም (ስውእ

ተጋ. ተወልደ (ቋሓይን

ተጋ. ታደሰ ካሳ

ተጋ. ተኪኤ (ወዲ ብላታ

ተጋ. ከተማ (ስውእ

ተጋ. ተስፋሁነይ

ተጋ. ገደለ (ፖሊስ ነበር

ተጋ. ንጉሰ ቀሺ

ተጋ. ማሕሙድ (ስውእ

ተጋ. ጸጋይ በርሀ(ፊናንስ

ተጋ. ክብሮም(ዓደኮሎም

ተጋ. እርጋው (ሸቓ

ተጋ. ኣለም(ስውእ ብ.75ነበር

 

 

 

 

__________________

 

 

* ኣስማቶም ብሰማያዊ ተጻሒፎም ዘሎዉ ዝተሰውኡ ክኾኑ እንከለዉ እተን ብቐይሕ ኣስማተን ተመዝጊቡ ዘሎ ድማኒ ኣሕዋትና ተጋደልቲ ደቂ-ኣንስትዮ እየን። ግርማይ ብዙሕ ምስጋናን መጎስን ይግብኦ።

 

.


__________________
signature
Hager
Registered: 01/22/06
Posts: 929

    07/31/09 at 07:35 AM
Reply with quote#4



'za brKti ganta Ke bnbeynom kwag'u  zdelyu Ablelti deqi krstyan deqi MASTER RACE ztemesretet dya?
 
ageb nnhageru zegelgln bbzHi tesatfo zelewon jigna hzbi NAZI  'nda belka aySrefn 'yu::
 
ab gzie sewra mslaf abyom ab Sudan kof nzbelun ..Eritrea neSa ms weS'et dmani Sawa kwesduna 'yom ilom ab zelewwo kudiCh zbelu bHayli weTiTka ab hagerawi guday ktesatfom aytK'ln iKa::
 
deqi kebessa ab wg'  yKun kal'  hagerawi gudayat te'akibom ktr'yom 'nkeloKa zeHebn 'mber zeSrf aykonen::



__________________
signature
Previous Thread | Next Thread
Reply

 
Bookmarks
 
Digg Diggdel.icio.us del.icio.usStumbleUpon StumbleUponGoogle Google